ኢየሱስ ክርስቶስ መፍቀሪ ሓጥኣን (1)

ኢየሱስ ክርስቶስ መፍቀሪ ሓጥኣን (1)

ኢየሱስ ክርስቶስ መፍቀሪ ሓጥኣን ዝብል ቃል ኣብ እዝኒ ሰማዒ መቀረት ፥ ኣብ ልቢ ኩሉ ከኣ ተስፋ ዝዘርእ ቃል’ዩ ምኽንያቱ ኩላትና ሓጥኣን ኢና ፥ መጽሓፍ ቅዱስና

፥ ኩላቶም ዘንበሉ ኩላቶም ሓቢሮም ዘይጠቅሙ ኮኑ ክብል ከሎ ፡ ኩላትና ከም ዝረኸስና’ዩ ዝበርሃልና ፥ ይኹን ደኣ’ምበር ምስዚ ኩሉ ርኽሰትና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ቅቡላትን ፍቱዋትን ኢና ፥ ምኽንያቱ እግዚኣብሄር ንሕና ደቁ ሕክምና ከም ዘድሊየና ሕሙማት እምበር መቅጻዕቲ ከም ዝግብኦም ጸላእቲ ጌሩ ስለ ዘይጥምተና ።

እዘን ክፋላት ከም መበገስን መእተውን ናይ መንፈሳዊ ጉዕዞ ስለ ዝኾና ። ንእግዚኣብሄር ምፍላጥ ፥ ኣባና ዘለዎ ኣጠማምታ ፥ ብዝያዳ ንሕና ሓጥኣን ስለ ዝኾና ኣብ ልዕሌና ዘለዎ ኣጠማምታ ኣገባብ ኣተሓሕዝኡ ክንርኢ ኢና ። ፍቅሪ ኢየሱስ ክርስቶስ ክትርዳእ ፥ ንሓጥእ ተቀቢሉ ከም ዝልውጦ ንምፍላጥ ነዘን ተኸታተልቲ ጽሑፋት ምሳና ክትውድአን ንምሕጸነካ ።

 

ተኸታታሊ ጽሑፋት ኣብ ምጅማር መንፈሳዊ ሂወት

( 0 / 12 )